🚷 ወደ ፈንጂዎች በጣም መቅረብ ገዳይ ሊሆን ይችላል. ከአደገኛ አካባቢዎች ርቀትን ይጠብቁ!

🚷 ናብ ነታጒ ኣዝዩ ምቕራብ ቀታሊ ክኸውን ይኽእል እዩ። ስለዝኾነ ካብ ሓደገኛ ቦታታት ርሕቐትካ ሓልው!